Back to Top

Hagos Assefa - ሓሲብኩሉ ዲኪ (Hasibkulu diki) Lyrics



Hagos Assefa - ሓሲብኩሉ ዲኪ (Hasibkulu diki) Lyrics




ተጠላለም እዩ እዋኑ
ፍቅሪና ነበረ ኮይኑ
ኣውጺኽኒ ካብ ልብኺ
ጥልመት ጌርክዮ ጉዕዞኺ
ብልብኺ ዲኺ

ኣይኣመነን ልበይ ጥልመት ክቅበሎ
ፍቕርኪ ኣብ ውሽጠይ እናጓሃረ እንከሎ
ከመይ ኢልኪ ትብልኒ ኣብቂዑ ፍቕርና
ኣነስ ኣይወዳእኩን ገና ኣለኹ ገና (3)

ተዋስኦ ኣይኮነን ዝጅመር ዝውዳእ
ፍቅሪ ኣይውዳእንዩ ኣስተውዕሊ ሓንሳእ
ወይ እንተዘይ ኔሩኪ ኣብ ልብኺ ፍቕሪ
ሕብእብእ ዘይብላ ትሓቂ ንገሪ

ኣይሓሰብክዎን ክትቀትሊ እምነት
ክትጠልምኒ እሞ ከመይ ክግመት
መሰንገለይ እያ ህያብ ዘልኣለም
ኢለ እንክምካሕስ ካን በቃ ጥልም
ኣቢልክኒ ግድፍ ካን በቃ ጥልምልም

እንዳሃለኹ ኣብ ምዉቕ ፍቕሪ
ካንዶ ዕምበባይ ከምኡ ትገብሪ
ትዘሎ ምሳይ እንዳሃብኩኺ
ክትቅየርኒ ዘይገመትኩኺ
ኮሊፍክዮ ትምኒ ውሽጠይ
ነውሪ ስራሕ ሰሪሕኪ ሓፍተይ

ሓሲብክሉ ዲኺ ዋላሲ ብወዝቢ
ኣይትድንግጽንዶ ስለ ፈቃር ልቢ
ጥንጥን ዘበልክኒ ኣብ ጥርሑ ሜዳ
ሓሲብክሉ ዲኺ ከይበዝሓኪ ዕዳ

ኮሊፍክዮ ትምኒት ውሽጠይ
ነውሪ ስራሕ ሰሪሕኪ ሓፍተይ

እንዳሃለኹ ኣብ ምዉቕ ፍቕሪ
ካንዶ ዕምበባይ ከምኡ ትገብሪ
ትዘሎ ምሳይ እንዳሃብኩኺ
ክትቅየርኒ ዘይገመትኩኺ
ኮሊፍክዮ ትምኒ ውሽጠይ
ነውሪ ስራሕ ሰሪሕኪ ሓፍተይ

ሓሲብክሉ ዲኺ ዋላሲ ብወዝቢ
ኣይትድንግጽንዶ ስለ ፈቃር ልቢ
ጥንጥን ዘበልክኒ ኣብ ጥርሑ ሜዳ
ሓሲብክሉ ዲኺ ከይበዝሓኪ ዕዳ

ኮሊፍክዮ ትምኒት ውሽጠይ
ነውሪ ስራሕ ሰሪሕኪ ሓፍተይ
[ Correct these Lyrics ]

[ Correct these Lyrics ]

We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


English

ተጠላለም እዩ እዋኑ
ፍቅሪና ነበረ ኮይኑ
ኣውጺኽኒ ካብ ልብኺ
ጥልመት ጌርክዮ ጉዕዞኺ
ብልብኺ ዲኺ

ኣይኣመነን ልበይ ጥልመት ክቅበሎ
ፍቕርኪ ኣብ ውሽጠይ እናጓሃረ እንከሎ
ከመይ ኢልኪ ትብልኒ ኣብቂዑ ፍቕርና
ኣነስ ኣይወዳእኩን ገና ኣለኹ ገና (3)

ተዋስኦ ኣይኮነን ዝጅመር ዝውዳእ
ፍቅሪ ኣይውዳእንዩ ኣስተውዕሊ ሓንሳእ
ወይ እንተዘይ ኔሩኪ ኣብ ልብኺ ፍቕሪ
ሕብእብእ ዘይብላ ትሓቂ ንገሪ

ኣይሓሰብክዎን ክትቀትሊ እምነት
ክትጠልምኒ እሞ ከመይ ክግመት
መሰንገለይ እያ ህያብ ዘልኣለም
ኢለ እንክምካሕስ ካን በቃ ጥልም
ኣቢልክኒ ግድፍ ካን በቃ ጥልምልም

እንዳሃለኹ ኣብ ምዉቕ ፍቕሪ
ካንዶ ዕምበባይ ከምኡ ትገብሪ
ትዘሎ ምሳይ እንዳሃብኩኺ
ክትቅየርኒ ዘይገመትኩኺ
ኮሊፍክዮ ትምኒ ውሽጠይ
ነውሪ ስራሕ ሰሪሕኪ ሓፍተይ

ሓሲብክሉ ዲኺ ዋላሲ ብወዝቢ
ኣይትድንግጽንዶ ስለ ፈቃር ልቢ
ጥንጥን ዘበልክኒ ኣብ ጥርሑ ሜዳ
ሓሲብክሉ ዲኺ ከይበዝሓኪ ዕዳ

ኮሊፍክዮ ትምኒት ውሽጠይ
ነውሪ ስራሕ ሰሪሕኪ ሓፍተይ

እንዳሃለኹ ኣብ ምዉቕ ፍቕሪ
ካንዶ ዕምበባይ ከምኡ ትገብሪ
ትዘሎ ምሳይ እንዳሃብኩኺ
ክትቅየርኒ ዘይገመትኩኺ
ኮሊፍክዮ ትምኒ ውሽጠይ
ነውሪ ስራሕ ሰሪሕኪ ሓፍተይ

ሓሲብክሉ ዲኺ ዋላሲ ብወዝቢ
ኣይትድንግጽንዶ ስለ ፈቃር ልቢ
ጥንጥን ዘበልክኒ ኣብ ጥርሑ ሜዳ
ሓሲብክሉ ዲኺ ከይበዝሓኪ ዕዳ

ኮሊፍክዮ ትምኒት ውሽጠይ
ነውሪ ስራሕ ሰሪሕኪ ሓፍተይ
[ Correct these Lyrics ]
Writer: Brhane Zemichael, Hagos Assefa
Copyright: Lyrics © O/B/O DistroKid

Back to: Hagos Assefa



Hagos Assefa - ሓሲብኩሉ ዲኪ (Hasibkulu diki) Video
(Show video at the top of the page)


Performed By: Hagos Assefa
Language: English
Length: 4:26
Written by: Brhane Zemichael, Hagos Assefa
[Correct Info]
Tags:
No tags yet