ጽቡቕ ግበር ንመን ንማንም
ዝብል ምስላ ሒዘየ ዝሳግም
ነብሰ ፍትወት ጥቓይ ዘይቀርብ
ንብጻየይ የሕሊፈ ዘይህብ
ያ'ኣነ ሽኮር'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሽኮር'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ጥዑም'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሓላል'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ኣነ... ብዘይ መጠን ጥዑም ሰብ'የ
ብዘይ መጠን ጥዑም ሰብ'የ
ኣታ ኣነ እምበረ መጠን ጥዑም ሰብ'የ
እምበረ መጠን ጥዑም ሰብ'የ
ንፍቕሪ ከም ጽምኢ ማይ ዝሃርፋ
ጽልኢ ድንን ኢለ ዝሓልፋ
ያእ ያእ
ያ'ኣነ ሽኮር'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሽኮር'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ጥዑም'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሓላል'የ ያ'ኣነ ሽኮር
በዲልካኒ ዝብል ኣነ ይበል
ዓሚጽካኒ ዝብል ኣነ ይበል
ምሳይ ዘይተፈጥረ ከመይ ኢለ እኽእሎ
የለን የለን ኣነ ዝብድሎ
ካበይ ክመጽእ'ሞ
ኣብ ኩሉ ንኹሉ ሰላም በሃሊ
ካብ ሰባት ፍቕሪ እምበር ረብሓ ዘይደሊ
ረኺበ ስኢነ ዘይቅይር ድምጸይ
ንኹሉ መርሓባ ኣብሪሀ ገጸይ
ያ'ኣነ ሽኮር'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሽኮር'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ጥዑምየ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሓላል'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ኣነ... ብዘይ መጠን ጥዑም ሰብ'የ
ብዘይ መጠን ጥዑም ሰብ'የ
ኣታ ኣነ እምበረ መጠን ጥዑም ሰብ'የ
እምበረ መጠን ጥዑም ሰብ'የ
ንፍቕሪ ከም ጽምኢ ማይ ዝሃርፋ
ጽልኢ ድንን ኢለ ዝሓልፋ
ያእ ያእ
ያ'ኣነ ሽኮር'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሽኮር'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ጥዑም'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሓላል'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ቅንዕና'ዩ ባህረይ ብእኡ'የ ዝነብር
ጸደፍደፍ'የ ዝብል ሰናይ ንኽገብር
ክቕጽል ኸማን ተሃስየ ኸይበልኩ
ብድሕረይ ዝተርፍ ሽም እንተ ገደፍኩ
ያ'ኣነ ሽኮር'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሽኮር'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ጥዑም'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሓላል'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሽኮር'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሽኮር'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ጥዑም'የ ያ'ኣነ ሽኮር
ያ'ኣነ ሓላል'የ ያ'ኣነ ሽኮር