Back to Top

Kiros Asfaha - Mshet Mshet Lyrics



Kiros Asfaha - Mshet Mshet Lyrics
Official




ሰላመይ ከሜለኺ
ልዋመይ ከሜለኺ
ሃረርታይ ከሜለኺ
ሃንቀውታይ ከሜለኺ
ኣነሞ...
ብዘይ ምቁራጽ
ይናፍቐኪ
ይናፍቐኪ
ኣነሞ
ቀትርን ለይትን
ይናፍቐኪ
ይናፍቐኪ
ምሸት ምሸት ብፍላይ
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት ብፍላይ
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ዝኾነት ቆንጆ
ሕልፍ እንተ ኢላትኒ
ማይ ይኸውን
ክሊክ ትገብረኒ
ዝኮነት ቆንጆ
ተበርግጎ ልበይ
ዝኮነት ቆንጆ
ትዘርጎ ሓሳበይ
ንስኺ መሲላቶስ
ሓፍኮፍ ይብል ከብደይ
ኣብ ገሊአን ኣከዳድናኺ
ኣብ ገሊአን ኣመሻሽጣኪ
ይርኢ'ሞ ንፍቕ የብለኪ
ይዒንተይ ከዲነ ይዝክረኪ
መልክዕኪ ካብ ዓይነይ ኣብዩ ምእላይ
ፍቕርኺ ካብ ልበይ ኣብዩ ምእላይ
ተባህዲለ ስኢነ ምስላይ
መን ፈጠሮ ኋለይ ምፍልላይ
ኣብ ስራሕ ኣብ ድቃስ ኣብ መንገዲ
ዝኽርኺ ኮይኑ'ሎ ናተይ ዓውዲ
ፍቕሪ ሕሱም ሓራዲ ጎማዲ
ኢሎሞ እንድዮም ቀዳሞት ወለዲ
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ ለለ ለለ
ፍቕረይ ደመት ኣቲ ፍቕረይ ደመት
ጻሓይ ዕራርቦ ዘይትጥመት
ፍቕርኺ ስኢና ነዊሕ ዓመት
ከምኣ ኢላ'ላ ልበይ ምስ ሓመመት
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ ለለ ለለ
ኣህ...
ሰላመይ ከሜለኺ
ልዋመይ ከሜለኺ
ሃረርታይ ከሜለኺ
ሃንቀውታይ ከሜለኺ
ኣነሞ...
ብዘይ ምቁራጽ
ይናፍቐኪ
ይናፍቐኪ
ኣነሞ
ቀትርን ለይትን
ይናፍቐኪ
ይናፍቐኪ
ምሸት ምሸት ብፍላይ
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት ብፍላይ
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ዝኾነት ቆንጆ
ሕልፍ እንተ ኢላትኒ
ማይ ይኸውን
ክሊክ ትገብረኒ
ዝኮነት ቆንጆ
ተበርግጎ ልበይ
ዝኮነት ቆንጆ
ትዘርጎ ሓሳበይ
ንስኺ መሲላቶስ
ሓፍኮፍ ይብል ከብደይ
ኣብ ገሊአን ኣከዳድናኺ
ኣብ ገሊአን ኣመሻሽጣኪ
ይርኢ'ሞ ንፍቕ የብለኪ
ይዒንተይ ከዲነ ይዝክረኪ
መልክዕኪ ካብ ዓይነይ ኣብዩ ምእላይ
ፍቕርኺ ካብ ልበይ ኣብዩ ምእላይ
ተባህዲለ ስኢነ ምስላይ
መን ፈጠሮ ኋለይ ምፍልላይ
ኣብ ስራሕ ኣብ ድቃስ ኣብ መንገዲ
ዝኽርኺ ኮይኑ'ሎ ናተይ ዓውዲ
ፍቕሪ ሕሱም ሓራዲ ጎማዲ
ኢሎሞ እንድዮም ቀዳሞት ወለዲ
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ ለለ ለለ
ፍቕረይ ደመት ኣቲ ፍቕረይ ደመት
ጻሓይ ዕራርቦ ዘይትጥመት
ፍቕርኺ ስኢና ነዊሕ ዓመት
ከምኣ ኢላ'ላ ልበይ ምስ ሓመመት
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ ለለ ለለ
ኣህ...
[ Correct these Lyrics ]

[ Correct these Lyrics ]

We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


English

ሰላመይ ከሜለኺ
ልዋመይ ከሜለኺ
ሃረርታይ ከሜለኺ
ሃንቀውታይ ከሜለኺ
ኣነሞ...
ብዘይ ምቁራጽ
ይናፍቐኪ
ይናፍቐኪ
ኣነሞ
ቀትርን ለይትን
ይናፍቐኪ
ይናፍቐኪ
ምሸት ምሸት ብፍላይ
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት ብፍላይ
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ዝኾነት ቆንጆ
ሕልፍ እንተ ኢላትኒ
ማይ ይኸውን
ክሊክ ትገብረኒ
ዝኮነት ቆንጆ
ተበርግጎ ልበይ
ዝኮነት ቆንጆ
ትዘርጎ ሓሳበይ
ንስኺ መሲላቶስ
ሓፍኮፍ ይብል ከብደይ
ኣብ ገሊአን ኣከዳድናኺ
ኣብ ገሊአን ኣመሻሽጣኪ
ይርኢ'ሞ ንፍቕ የብለኪ
ይዒንተይ ከዲነ ይዝክረኪ
መልክዕኪ ካብ ዓይነይ ኣብዩ ምእላይ
ፍቕርኺ ካብ ልበይ ኣብዩ ምእላይ
ተባህዲለ ስኢነ ምስላይ
መን ፈጠሮ ኋለይ ምፍልላይ
ኣብ ስራሕ ኣብ ድቃስ ኣብ መንገዲ
ዝኽርኺ ኮይኑ'ሎ ናተይ ዓውዲ
ፍቕሪ ሕሱም ሓራዲ ጎማዲ
ኢሎሞ እንድዮም ቀዳሞት ወለዲ
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ ለለ ለለ
ፍቕረይ ደመት ኣቲ ፍቕረይ ደመት
ጻሓይ ዕራርቦ ዘይትጥመት
ፍቕርኺ ስኢና ነዊሕ ዓመት
ከምኣ ኢላ'ላ ልበይ ምስ ሓመመት
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ ለለ ለለ
ኣህ...
ሰላመይ ከሜለኺ
ልዋመይ ከሜለኺ
ሃረርታይ ከሜለኺ
ሃንቀውታይ ከሜለኺ
ኣነሞ...
ብዘይ ምቁራጽ
ይናፍቐኪ
ይናፍቐኪ
ኣነሞ
ቀትርን ለይትን
ይናፍቐኪ
ይናፍቐኪ
ምሸት ምሸት ብፍላይ
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት ብፍላይ
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ምሸት ምሸት
ዝኾነት ቆንጆ
ሕልፍ እንተ ኢላትኒ
ማይ ይኸውን
ክሊክ ትገብረኒ
ዝኮነት ቆንጆ
ተበርግጎ ልበይ
ዝኮነት ቆንጆ
ትዘርጎ ሓሳበይ
ንስኺ መሲላቶስ
ሓፍኮፍ ይብል ከብደይ
ኣብ ገሊአን ኣከዳድናኺ
ኣብ ገሊአን ኣመሻሽጣኪ
ይርኢ'ሞ ንፍቕ የብለኪ
ይዒንተይ ከዲነ ይዝክረኪ
መልክዕኪ ካብ ዓይነይ ኣብዩ ምእላይ
ፍቕርኺ ካብ ልበይ ኣብዩ ምእላይ
ተባህዲለ ስኢነ ምስላይ
መን ፈጠሮ ኋለይ ምፍልላይ
ኣብ ስራሕ ኣብ ድቃስ ኣብ መንገዲ
ዝኽርኺ ኮይኑ'ሎ ናተይ ዓውዲ
ፍቕሪ ሕሱም ሓራዲ ጎማዲ
ኢሎሞ እንድዮም ቀዳሞት ወለዲ
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ ለለ ለለ
ፍቕረይ ደመት ኣቲ ፍቕረይ ደመት
ጻሓይ ዕራርቦ ዘይትጥመት
ፍቕርኺ ስኢና ነዊሕ ዓመት
ከምኣ ኢላ'ላ ልበይ ምስ ሓመመት
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ
ኣወይ ለለ ለለ ለለ
ኣህ...
[ Correct these Lyrics ]
Writer: Kiros Asfaha
Copyright: Lyrics © O/B/O DistroKid

Back to: Kiros Asfaha



Kiros Asfaha - Mshet Mshet Video
(Show video at the top of the page)


Performed By: Kiros Asfaha
Language: English
Length: 6:42
Written by: Kiros Asfaha
[Correct Info]
Tags:
No tags yet