Back to Top

Tsibahki Video (MV)




Performed By: Kiros Asfaha
Language: English
Length: 7:09
Written by: Kiros Asfaha
[Correct Info]



Kiros Asfaha - Tsibahki Lyrics




ታሪኽኪ መበገሲ ጌረ
ጽንዓትኪ መበገሲ ጌረ
መስዋእትኺ መበገሲ ጌረ
ጽባሕኪ ብልዋመይ ሪኤዮ ሓዲረ
ከም ጻሓይ ከም ጻሓይ ደሚቑ ነበረ

ፍረቲ ገድሊ ፍረ መስዋእቲ
ፍረቲ ግፍዒ ፍረ መግዛእቲ
ኮይንኪ ንሃብቲ
ሃጢሩ ቁጠባኺ ገቢሉ
ገጠራትኪ ኸተማ ኣኪሉ
ኣስመራ መሲሉ

ኣስመራሞ መሲላ ዘይንሳ
ተውጢሓ ፍሳሃ ለቢሳ
ደበና ኾይኑ ናሕሳ
ህንጻታታ ሰማይ ተገምጊሙ
ዮርሳሌም ክመስል ተሸሊሙ
ዕለም ኣገሪሙ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ዓወት ቃልስና ብደምና
ምስ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝብና
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዓወት ቃስና ብደምና
ምስ ውጹዕ ሓፍሽ ህዝብና

እናበለ እናበለ
ትማሊ ብሂወት ምስ ጀመሮ
ኣብ ሎሚ ኣውዒሉ ምሰሕደሮ
ኣብ ጽባሕ ደሚቑ ተሞክሮ
ተቐይርኪ ፍጹም መቐይሮ
ዘዐግብ ኮይኑ መነባብሮ
ሚዒርኪ ማዓሮ
ድንግል መሬትኪ ኸፊቱ ዓይኑ
ሰናይ ትርኢት ሓምላይ ተኸዲኑ
ዝናኺ ገኒኑ
ጽላል ኣፍሪቃ ኾይኑ ቕጽልኪ
ሰጊድ ሰላም ኤርትራ ክብላኺ
ሪኤኪ እምበር ሪኤኪ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ማዕድየዮ

ታሪኽኪ መበገሲ ጌረ
ጽንዓትኪ መበገሲ ጌረ
መስዋእትኺ መበገሲ ጌረ
ጽባሕኪ ብልዋመይ ሪኤዮ ሓዲረ
ከም ጻሓይ ከምጻሓይ ደሚቑ ነበረ

ደርማስ ምዕባለኺ ተቐሉሱ
ጃሕጃሕ ኢሉ ሰላምኪ ፈሲሱ
ትምኒትኪ ነጊሱ
ናብራ ስደት ንታሪኽ ተሪፉ
ወዲ ሃገር ዓዱ ተመሊሱ
ጎጃኡ ኣጣይሱ
በፈልን ገበንን ተወጊኑ
መዛግብቲ ፖሊስ ተኸዲኑ
ሂወትኪ ቐሲኑ
ፍትሓዊተይ ፍትሕኺ ሰሲኑ
ኣብያተ ፍርዲ ስራሕ ስኢኑ
ምምበሪ ሰብ ኮይኑ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይትሉ ሊላይለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ዓወት ቃልስና ብደምና
ምስ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝብና
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዓወት ቃልስና ብደምና
ምስ ኣጹዕ ሓፋሽ ህዝብና

እናበለ እናበለ
ትርጉም ጽባሕ አዕሚቑ ፈሊሉ
ርብዒ ዘመን ምስ ሞት ተፋጢጡ
ናጽነት ጨቢጡ
እነሆ ሎሚ ሱግሚ ዘሊሉ
ምሕደራ ዓወት ኣጠቓሊሉ
ናብ ጽባሕ ነቒሉ
ሂወትዩ ሂወት ድሕሪቲ ሸቶ
ሱሩ ሰፉሑ ደልዲሉ ባይቶ
ተመሊሱ ሕቶ
ሪኤዮ ህዝቢ ሰላም ክምገብ
ሪኤዮ ጽባሕ ናይ ሎሚ መኽሰብ
ተምንየ ክኸውን ናይ ሽዑ ሰብ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ
ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኹሑሎ
ትኾንዪስ ትራእዩኒሎ
ባዓል ጽባሕ ጥራይ ይኽኣሎ
ህንጻታትኪ ተመሰቂሉ
ምስ ደበና ኮይኑ ምውዓሉ
ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ
ጎሮቤቱ ኮንኪ ንሰማይ

ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኽ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ

ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ
ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኩሑሎ
ትኾንዮስ ትራእዩኒሎ
ባዓል ጽባሕ ጥራይ ይኽኣሎ
ህንጻታትኪ ተመሳቒሊ
ምስ ደበና ኮይኑ ምውዓሉ
ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ
ጎረቤቱ ኮንኪ ንሰማይ

ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ

ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
[ Correct these Lyrics ]

[ Correct these Lyrics ]

We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.




ታሪኽኪ መበገሲ ጌረ
ጽንዓትኪ መበገሲ ጌረ
መስዋእትኺ መበገሲ ጌረ
ጽባሕኪ ብልዋመይ ሪኤዮ ሓዲረ
ከም ጻሓይ ከም ጻሓይ ደሚቑ ነበረ

ፍረቲ ገድሊ ፍረ መስዋእቲ
ፍረቲ ግፍዒ ፍረ መግዛእቲ
ኮይንኪ ንሃብቲ
ሃጢሩ ቁጠባኺ ገቢሉ
ገጠራትኪ ኸተማ ኣኪሉ
ኣስመራ መሲሉ

ኣስመራሞ መሲላ ዘይንሳ
ተውጢሓ ፍሳሃ ለቢሳ
ደበና ኾይኑ ናሕሳ
ህንጻታታ ሰማይ ተገምጊሙ
ዮርሳሌም ክመስል ተሸሊሙ
ዕለም ኣገሪሙ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ዓወት ቃልስና ብደምና
ምስ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝብና
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዓወት ቃስና ብደምና
ምስ ውጹዕ ሓፍሽ ህዝብና

እናበለ እናበለ
ትማሊ ብሂወት ምስ ጀመሮ
ኣብ ሎሚ ኣውዒሉ ምሰሕደሮ
ኣብ ጽባሕ ደሚቑ ተሞክሮ
ተቐይርኪ ፍጹም መቐይሮ
ዘዐግብ ኮይኑ መነባብሮ
ሚዒርኪ ማዓሮ
ድንግል መሬትኪ ኸፊቱ ዓይኑ
ሰናይ ትርኢት ሓምላይ ተኸዲኑ
ዝናኺ ገኒኑ
ጽላል ኣፍሪቃ ኾይኑ ቕጽልኪ
ሰጊድ ሰላም ኤርትራ ክብላኺ
ሪኤኪ እምበር ሪኤኪ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ማዕድየዮ

ታሪኽኪ መበገሲ ጌረ
ጽንዓትኪ መበገሲ ጌረ
መስዋእትኺ መበገሲ ጌረ
ጽባሕኪ ብልዋመይ ሪኤዮ ሓዲረ
ከም ጻሓይ ከምጻሓይ ደሚቑ ነበረ

ደርማስ ምዕባለኺ ተቐሉሱ
ጃሕጃሕ ኢሉ ሰላምኪ ፈሲሱ
ትምኒትኪ ነጊሱ
ናብራ ስደት ንታሪኽ ተሪፉ
ወዲ ሃገር ዓዱ ተመሊሱ
ጎጃኡ ኣጣይሱ
በፈልን ገበንን ተወጊኑ
መዛግብቲ ፖሊስ ተኸዲኑ
ሂወትኪ ቐሲኑ
ፍትሓዊተይ ፍትሕኺ ሰሲኑ
ኣብያተ ፍርዲ ስራሕ ስኢኑ
ምምበሪ ሰብ ኮይኑ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይትሉ ሊላይለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ዓወት ቃልስና ብደምና
ምስ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝብና
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዓወት ቃልስና ብደምና
ምስ ኣጹዕ ሓፋሽ ህዝብና

እናበለ እናበለ
ትርጉም ጽባሕ አዕሚቑ ፈሊሉ
ርብዒ ዘመን ምስ ሞት ተፋጢጡ
ናጽነት ጨቢጡ
እነሆ ሎሚ ሱግሚ ዘሊሉ
ምሕደራ ዓወት ኣጠቓሊሉ
ናብ ጽባሕ ነቒሉ
ሂወትዩ ሂወት ድሕሪቲ ሸቶ
ሱሩ ሰፉሑ ደልዲሉ ባይቶ
ተመሊሱ ሕቶ
ሪኤዮ ህዝቢ ሰላም ክምገብ
ሪኤዮ ጽባሕ ናይ ሎሚ መኽሰብ
ተምንየ ክኸውን ናይ ሽዑ ሰብ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ
ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኹሑሎ
ትኾንዪስ ትራእዩኒሎ
ባዓል ጽባሕ ጥራይ ይኽኣሎ
ህንጻታትኪ ተመሰቂሉ
ምስ ደበና ኮይኑ ምውዓሉ
ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ
ጎሮቤቱ ኮንኪ ንሰማይ

ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኽ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ

ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ
ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኩሑሎ
ትኾንዮስ ትራእዩኒሎ
ባዓል ጽባሕ ጥራይ ይኽኣሎ
ህንጻታትኪ ተመሳቒሊ
ምስ ደበና ኮይኑ ምውዓሉ
ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ
ጎረቤቱ ኮንኪ ንሰማይ

ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ

ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
[ Correct these Lyrics ]
Writer: Kiros Asfaha
Copyright: Lyrics © O/B/O DistroKid

Back to: Kiros Asfaha

Tags:
No tags yet